ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት 22 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ ገሊፁ።

እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ድሌትን ሕቶን ወለዶም መሰረት ብምግባር ኣብ ዝተወለዱሉ ቦታ ዞባ ሰሜን ሸዋ ማሃል ሜዳ ከምዝፍፀም ተገሊፁ።

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ኣብ ልዕሊ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዝተፈፀመ ሃንደበታዊ መቕተልቲ ከምዘሕዘኖ ኣብ መግለፂኡ ብምሕባር፤ “እቲ ተግባር ዝኹነን ኢዩ” ኢሉ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

Comments (0)
Add Comment