ስነ-ስርዓት ምረቓ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ወታደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ ፡፡

ኣብቲ ስነ-ርዓት ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ኣባላት ሓይሊ ኣየርን ተረኺቦም፡፡

እቶም ምልምል ወታደራት ንዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ወታደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ስልጠናኦም እናተኸታተሉ ከምዝነበሩ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment