ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይሳለጥ ኣሎ።
- ኣብቲ መኽፈቲ መድረኽ መደረ ዘስምዓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ
- 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ እወንታዊን እወንታዊ ዘይኮኑን ዛዕባታት ዘጋጠሙሉ ይሩ
- ኣብቲ ዓመት ካብዘይተሰገሩ ፀገማት፥ ጎንፅን ምምዝባልን ተረቋሕቲ ኢዮም
- መንግስት የሰላምን የዋጋ በሚገባ የተገነዘበ በመሆኑ ከማንም ጋር ያለ ቅደመ ሁኔታ ለመደራደር እድል ማቅረቡ ይታወሳል፤
- መንግስቲ ዋጋ ሰላም ዝተረደአ ብምዃኑ ምስ ዝኾነ ይኹን ብዘይቅድመ ኩነት ንምድርዳር ትልሚ ምቕራቡ
- መንግስቲ ንሰላም ዝኸፈቶም በሪታት ከምዘይዓፁ ገሊፀን
- ሐዚ እውን ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ንምድርዳር ፃውዒት ኣቕሪበን
- ኣፈላላይ ብዘተ ንምፍታሕ ዕድል ንክንህብን ኣብ ጎኒ ኮሚሽን ዘተ ንክንስለፍን ሓደራ እብል
- ኣብ ቀፃሊ ዓመት ኲናት ብሰላም ንክፍታሕ ናይ ኩለላትና ፃዕሪ ይሓትት
- ሕብረት ቻፍሪካ ዝጀመሮ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ንክኸውን እምነተን ገሊፀን።
- ንዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ብምስራሕን ብምሕዳስን ኣገልግሎት ወለንታዊነት ብምክያድ ውፅኢት ምምዝጋብ ከምዝከኣል ተዛሪበን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።