ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላው ደኩመንት ከይዲ ስራሕ ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ሚኒስቴር መንኖን ቆላማ ከባቢን ተገምጊሙ።

መንኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስትር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፥ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ብፍሉይ ጠመተን ፅርየትን ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ኣገንዚቦም።

 

 

Comments (0)
Add Comment