ስርዓት “ስማርት ኮርት” ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ማዕቢሉ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት “ስማርት ኮርት” ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ማዕቢሉ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ተመሓላሊፉ።

“ስማርት ኮርት” ስርዓት ፍትሒ ኣብ ምቅልጣፍን ግልፅነትን ተሓታትነትን ኣብ ምንጋስን ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብ ውሽጡ ኣርባዕተ መተግበሪታት ዝሓዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዝተረኸብሉ እቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ተሳሊጡ።

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፥ ኣብያተ ፍርዲ ዝህብኡ ኣገልግሎታት ውሕስነት ዜጋታት ዘረጋግፅ ብምዃኑ እቲ ቴክኖሎጂ ነዚ ከምዝሕግዝ ተዛሪቦም።

ብታሪኩ ለገሰ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment