ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴሪኢ ንምውሳን ብመሰረት ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ  1231/2013 ዝተጣየሸ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይዛተ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳራት ከተማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም።

እቲ መድረኽ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment