ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣፍሊጦም።

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ ዓመታዊ ትልሚ ይዛተዩ ኣለዉ።

ኣብቲ መድረኽ ሓፈሻዊ ትምህርቲ፣ ላዕለዎት ትምህርቲ፣ በዓል መዚ ትምህርቲ ኢትዮጵያን ሃገራዊ ትምህርቲ ምዘናን ፈተናን ኣገልግሎት ትልሚ ኣፈፃፅማ ብምቕራብ ዘተ ተገይሩሉ።

ኣብቲ ዘተ፥ ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ ክብሉ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።

 

Comments (0)
Add Comment