ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ።

ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ኣሜሪካ ሕክምንኡ ክትትል እናገበረ ድሕሪ ምፅናሕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ህይወቱ ምስኣኑ ይዝከር።

ኣብ ኣሜሪካ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ድሕሪ ምፍፃም ሎሚ መዓልቲ ኣስከሬን ጋዜጠኛ ኣስፋው መሸሻ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ ኢዩ።

ቤተሰቡ፣ መሓዙት ስርሑን ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸብሉ ስርዓተ ቀብሩ ተፈፂሙ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment