ስራሕቲ ሰናይ ተግባራት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ዝሓለፈ በጀት ዓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ሰሪሑ፡፡

እቲ ሚኒስቴር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንምሕጋዝ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን “ደምና ንሰራዊት ምክልኻል” ብዝብል መሪሕቃል ንሰራዊት ምክልኻል ደም ዝለገሱ እንትኾኑ፥ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም እውን ሓገዝ ገይሮም ኢዮም፡፡

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስትር ትራንስፖርትን 10ቲአን ተፀዋዕቲ ትካላትን ልዕሊ 57 ሚሊየን ብር ካብ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ኣበርኪቶም።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክረምታዊ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፈ እንትኸውን፥ ሕድሳት ገዛ ካብ ሞንጎ ዘጀመረሎም ገዛውቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዘጀመሮም ኣባይቲ ሕድሳት ዛዚሙ ንተጠቀምቲ ኣረኪቡ ኢዩ፡፡

ኣብ ቀፃሊ ክረምቲ እውን መደብ ሕድሳት ገዛውቲ ሚኒስቴር ትራንስፕርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ሰናይ ተግባራት ብምስታፍ ኣብ ትሑት ብርኪ መነባብሮ ዝርከቡ ነበርቲ ምሕጋዙ ከምዝቕፅል ምግላፁ ይፍለጥ፡፡

እቲ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ቃላትን ንግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምቅስቓስ ኮንስትራክሽን፣ ቢሮ ትራንስፖርትን መገዲን ናብ ስሩዕ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዝሕግዝ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዝተፈላለዩ ናውቲን ገይሩ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment