ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዝይና ንምጥንኻር ምስ ኣይ ኤም ኤፍ ብሓባር ንምስራሕ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ምስ ጉጅለ ልኡኽ ክትትል ጉዳያት ሰናይ ምምሕዳር ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገነ ኣብ ዝርከብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ብትኹረት ዘቲዮም፡፡

ኣብ ቀፃሊ ድማ ቃልሲ ፀረ ግእዝይና ንምጥንኻር ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment