ስራሕቲ ምትሕብባር ልምዓት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝምልከት ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ )ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ስራሕቲ ምትሕብባር ልምዓት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበሩ ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር ምስ ጉዳይ ኣፈፃሚት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ጃኮብሰንን ሓላፊ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሼን ጆንስንን ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ መንግስቲ ጎንፂ ደው ንምባል ኣብ ዝወሰኖ ደው ምባል ተኹሲን ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ይከፋፈል ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ደገፍን ምልዛቦም ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment