ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም።

ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት ሚድሮክ ኢትዮጵያ 13 ሚሊየን፤ ከምኡ እውን ኣብትሕቲኡ ዝርከባ ትካላት 50 ሚሊየን ብር ለጊሰን፡፡

መላእ ኢትዮጵያውያን ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ሒሳብ 1000623230248፣ ኣብ ሄራዊ ባንኪ ናይ ዶላር ኣካውንት 0101211300016ን ብስዊፍት ኮድ NBETETAA ጎስጓስ “ንፁህ ጎደና – ናብራ ብጥዕና” ዝኸኣሉዎ ኣስተዋፅኦ ብምግባር ናብቲ ጎስጓስ ንኽፅምበሩ ተሓቲቱ፡፡

#ንፅህቲኢትዮጵያ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment