ስሩዕ ጉኣቤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ።

እቲ ጉባኤ ሎሚን ፅባሕን ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣፈፃፀማ ስራሕ ሽዱሽተ ወርሒ መንግስቲ እቲ ክልል ክግምገም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰናይ ምምሕዳርን ትልሚ ልምዓትን ሽዱሽተ ወርሒ እቲ በጀት ዓመት እውን ክግምገም ኢዩ፡፡

እቲ ቤት ምኽ ኣብ ዳግመ ህንፀት ልዝብ ምስ ገበረ ቀፀልቲ ኣንፈታት ከምዘቕምጥን ቀዋሚ ኣከብቲ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment