ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀባፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲ እቲ ክልል ብምቕራብ ክዝተየሉ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ዕዮ ኦዲትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲን ብምቕራብ ከምዝዝተየሉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment