ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም።

ዝርዝሮም ድማ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦

  1. ሚኒስቴር ሕርሻ
  2. ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ
  3. ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን
  4. ሚኒስቴር መዓድን
  5. ሚኒስቴር ቱሪዝም
  6. ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን
  7. ሚኒስቴር ገንዘብ
  8. ሚኒስቴር እቶት
  9. ሚኒስቴር ፕላንን ልማትን
  10. ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን
  11. ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን
  12. ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን
  13. ሚኒስትቴር ማይን ኢነርጂን
  14. ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን
  15. ሚኒስቴር ትምህርቲ
  16. ሚኒስቴር ጥዕና
  17. ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን
  18. ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን
  19. ሚኒስቴር ምክልኻል
  20. ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
  21. ሚኒስቴር ፍትሒ
  22. ሚኒስቴር ሰላም

ብሃይለየሱስ ስዩም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment