ሳፋሪኮም ፈተነ ኣገልግሎት ኔት ዎርክ ዓማዊል ኣብ ኣዳማን ባህርዳርን ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ፈተነ ኣገልግሎት ኔት ዎርክ ዓማዊል ኣብ ኣዳማን ባህርዳርን ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ።

እቶም ዓማዊል ብ07 ብዝጅምር መስመር ቁፅርታት ስልኪ ብምምራፅ ሲም ካርድ ምዕዳግ ከምዝኽእል ተሓቢሩ።

ሲም ካርድ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ እቶም ዓማዊል ኔትዎርክ ንሓደ ወርሒ ንክፍትኑ ዝሕግዝ መጀመሪ ዓማዊል ዳታ፣ ጥቕሉል መልእኽቲ ድምፂን ፅሑፍን ዝሓዘ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ዓማዊል ምዝገባ ሽይጣት ሲም ካርድ፣ ዕድጊት ሰዓት ኣየርን ቆፎታት ቴሌፎንን ከምኡውን ድጋፍ ዓማዊል መፍለዪ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ካብ ዝተለጠፈሎም መደብራትን ሹቓትን ምርካብ ከምዝከኣል ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment