ሳጊታ ኣብ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኣቲያ – ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ ወገን ጦር ንካሳጊታ ከምዝተቖፃፀረ ኣፍሊጦም።

ኲናት ብዝለዓለ ዓወት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ዝገለፁ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ኣብ ኢድ ፀላኢ ዝነበሩ ከባቢታት ናብ ትሕቲ ቁፅፅር ሰራዊት ምክልኻል እናኣተዉ ከምዝኾኑ ኣብሪሆም።

ፀላኢ ዝሓዞም ከባቢታት እናልቀቐ ከምዝኾነ ዝሓበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ፀላኢ ናይ ወገን ጦር ናምንሕናሕ ዓቕሚ ከምዘይብሉ ገሊፆም።

ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ካሳጊታ ኣብ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝኾነት ተዛሪቦም፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment