ሳይበር ድሕንነት እቲ ባንኪ ብምሕላፍ ምእታው ዝኸኣለ ኣካል የለን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ ግዳም ዝነፃፀር መጥቃዕቲ ሳይበር ምፅዋር ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣፍሉጡ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘሎ ጠንካራ ድሕንነት ሳይበር ብዙሓት ፈተነ መጥቃዕቲታት ሳይበር እንተነፃፀሩ እውን ክሳብ ሐዚ ግን ኣብ ድሕንነት ሳይበር እቲ ባንኪ ዘጋጠመ ፀገም የለን ኢሎም።

ኣብዚ ሰሙን ዝተርኣየ ፀገም ዘጋጠመ ምምሕያኝ ኣገልግሎት ንምግባር ብምኽንያት ዝነበረ ስራሕ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም።
 
ዘጋጠመ ፀገም ኣብ ከይዲ ምፍታሕ ዝተበፅሐ ብርኪ እውን ኣብ ቀፃሊ ዕላዊ ክግበር ኢዩ ኢሎም።

ብይስማው ኣደራውን ኣሸናፊ ሽብሩን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment