ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚልን ሚኒስትር ሰራዊት ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተራኺቦም ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment