ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ።

ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥  ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment