ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲሪስ ኣፕል ጁይስ 100% ዝተብሃለ ፅሟቕ ጎዳኢ ዝኾነ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም ኬሚካል ስለዝተረኸቦ ህዝቢ ንከይጥቀም በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።

ኣብ ፍራምረ ዝግነ “ማይኮቶክሲን” ዝተብብሃለ ካብ ዕሳው ዝመፅእ መርዛም ኬሚካል ከምዝኾነ እውን እቲ በዓል መዚ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment