ሱዳናውያን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እታ ሃገር ዝገብርዎ ተቓውሞ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳናውያን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እታ ሃገር ዝገብርዎ ተቓውሞ ይቕፅል ኣሎ።

ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ መነግስቲን ስቪል ምምሕዳርን ሱዳን ዝነበረ ውጥረት ብዘይምዝሕሓሉ ምኽኒያት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን ዕልዋ መነግስቲ ኣካይዱ ኢዩ።

ነዚ ዘይተቐበሉ ሱዳናዊያን ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋረሕ ተቓውምኦም ብሰለማዊ ሰልፊ እናገለፁ ዝፀንሑ እንትኾኑ፥ ብዙሓት ብኣካላት ፀፅታ ንጉድኣ ኣካልን ሕልፈት ህይወትን ተቓሊዖም ኢዮም።

ትማሊ ድማ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሱዳናዊያን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መንግስቲ እታ ሃገር ዝገብርዎ ተቓውሞ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment