ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም።

ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ንምትካእ ተቐባልነት ረኺም።

ተናሓናሒ ሱናክ ብምዃን ዝቐረቡ ፔኒ ሞርዳውንት ንባዕሎም ብምግላል ንሓዱሽ ቀዳማይ ሚኒስትር ድጋፎም ገሊፆም።

ብሕታዊ ሕፁይ እቲ ፓርቲ ኮይኖም ምቕራቦም ስዒቡ ድማ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ምዃኖም ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment