ሰገን መንእሰይ ኢክራም መንበሪ ገዛን ሓደ ሚሊየን ብርን ሓገዝ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ምድፋር ጥቕዓት ዝበፅ ኢክራም ያሲን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ኣይተ በላይነህ ክንዴ ድማ ብር ሓደ ሚሊየን ሓገዝ ገይሮም።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣቡኡ ብኲናት ንዝተሰወኦ ህፃን ቢኒያም ጌታቸው ሞረዳ ዝኸውን ሓደ ሚሊየን ብጥምረት ሰብሃፍቲ ኣምሓራ ሓገዝ ተገይሩሉ።

መስራቲን በዓል ዋናን ግሩፕ በላይነህ ክንዴ ዝኾኑ ኣይተ በላይነህ ክንዴ፥ ቅድሚ ሕዚ እውን ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሮም ኢዮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment