ሰኣሊት ጁሊ ምህረቱ ዳግም ክብረ ወሰን ኪነ-ጥበብ ኣፍሪካ ክትሰብር ክኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንበሪኣ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረት ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሰኣሊት ጁሊ ምህረቱ ዳግም ክብረ ወሰን ኪነ-ጥበብ ኣፍሪካ ክትሰብር ክኢ።ላ

ጁሊ ምህረቱ እቲ ክብረ-ወሰን ዝሰበረቶ÷ “ወከርስ ዊዝ ዘ ዳውን ኤንድ ሞርኒንግ” ዝተብሃለ ረቂቕ ስእላ ኣብ ኒውዮርክ ኦርሊያንስ ኣብ ዝተሰናደአ ዓውደ- ምርኢት ስእሊ ብ10 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ብምሻጣ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡

እቲ ዓውደ ምርኢት ዝተሰናደአ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2005 ፅዕንቶ ዘዕረፈ ኣውሎ ንፋስ ካትሪና ንምዝካርን ምላሽ ንመሃብን ኢዩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment