ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ናፅነት ኣፍሪካውያን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቅ ዕላማ ኢትዮጵያ ምልክት ናፅት ኣፍሪካዊያን ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም።

ኣርማ ናፅነት ኢትዮጵያ ዝኾነ ሓምለዋይ፣ ብጫን ቀይሕን ሰንደቕ ዕላማና ንብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ንቃልሲ ናፅነት ዘለዓዓለ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብሪሆም።

ስለዝኾነ ድማ ኣፍሪካ ምስ ሓቂን ምስ ኢትዮጵያን ደው ከምዝበለት ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment