ሰናይ ምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልታት ተግባር ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልታት ተግባር ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ብምርካብ ንዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን  መኣዲ ኣካፊለን።

እቲ ወረዳ ብዙሓት ፀገማት ዘለውዎ ምዃኑ ግንዛበ ኣለኒ ዝበላ እተን ፕሬዚዳንት፥ ናብራ ዜጋታት ብዘላቕነት ንምምሕያሽ ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዉ ተዛሪበን።

ብፍላይ ደቂ ኣኒስቲዮ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተዋፊረን ናብረአን ብዘላቕነት ንከመሓይሻ ዘኽእለን መገዲ ንምፍጣር ስራሕቲ ከምዝተጀመረ ገሊፀን ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment