ሰናይ ምሕዝነት ዘላቒ ዝኸውን ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት እንህሉ ኢዩ – ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰናይ ምሕዝነት ዘላቒ ዝኸውን ብክልቲኦም ወገናት ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት እንህሉ ኢዩ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም።

ኣብ ጉዳይ ስልጣነታት ኣፍሪካ ቻይና ዘተኮረ ዘተ ኣብ ቻይና ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፥ “ሰናይ ምሕዝነት ዘላቒ ዝኸውን ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት እንህሉ ኢዩ” ኢሎም።

እቶም ኣምባሳደር መድረኅ ምትሕባር ኣፍሪካ ቻይና ቀንዲ መሰረቱ ኣብ ምክብባር ዝተመርኮሰ ማዕርነት ከምዝኾነ ምግላፆ ካብ ሚኒቴር ጉዳያ ወጻኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment