ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

ሎሚ ዘበን ዝኽበር መዓልቲ ኣረጋዊያን፥ “ኣሰር ኢትዮጵያዊነት ኣረጋዊያን ንትውልዲ ሓደራ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 31 እዋን ተኸቢሩ።

ኣብቲ በዓል ዝተረኸባ እተን ፕሬዚዳንት፥ ሰብ ውዕለታ እዛ ሃገር ንዝኾኑ ኣረጋዊያን ግቡእ ጠመተ ምሃብ ይግባእ ኢለን።

መንግስቲ ፀገማት ኣረጋዊያን ንምፍታሕ ትኹረት ሂቡ ከምዝሰርሕ ድማ ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment