ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓሊዮት ዘርእይሉ መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ  መድረኽ ኣብ ብሄራዊ ትኣትር ኣካይዶም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያ ኪነጥበብን ተረኺቦም።

ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበሩ ረዳት ፕሮፌሰር ነብዩ ባዩ፥  ኢትዮጵያዊነት ይመውት እንትብልዎ ዘይመውት፣ ይደቅቕ እንትብልዎ ዘይቕህም ኢዩ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ ፈተና ዕድል ኢዩ ዝበሉ እቶም ረዳት ፕሮፌሰር፥ ፈተናታት  ሀገራዊ ሓድነት ይውስኽ፣ ይእክብን ኢዩ ኢሎም።

አሸባሪ ህወሓት ዝለኮሶ ሓዊ ስዒቡ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣብ ግንባር ከምዝርከቡ ገሊፆም።
ብኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment