ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ኣፍሊጦም።

ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ዘካተተ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕቲን መሰረተ ልምዓትን ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ፣ ቦሌ ለሚን ኣዳማን ተዓዚቦም፡፡

ኣብቲ እዋን ዑደት ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ኣፋውስ፣ ጨርቀመርቂ ከምኡ እውን ካልኦት ፍርያታት ቴክኖሎጂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ምግላፆም ሓበሬታ እቲ ኮርፖሬሽን የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment