ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ሆቴልን ካልኦት ኣገልግሎታት ቱሪዝምን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ በዓል 5 ኮከብ ሆቴልን ካልኦት ኣገልግሎታት ቱሪዝምን ንምስታፍ ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም።

ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ሳዑዲን ንዝተሳተፉ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት መብርሂ ተገይሩ።

እቶም ሰብ ሃፍቲ ብፍላይ ኣብ በዓል 5 ኮኾብ ሆቴል ኢንቨስትመንት ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ኩነታት በምድሃብ ምስ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ምዝታዮም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment