“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል እናተኻየደ ዝነበረ ምትእኽሓብ ሓገዝ ልዕሊ ብር 20 ሚሊየን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል እናተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ሓገዝ ልዕሊ ብር 20 ሚሊየን ከምዝተኣከበ ኮሚቴ መተሓባበሪ ሓገዝ ገሊፁ።

እቲ መተሓባበሪ ኮሚቴ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ ዝተኣከበ ሓገዝ ኣብ ቀረባ እዋን ምክፍፋል ከምዝጅምር ገሊፁ።

ከይዲ ምትእኽኻብ ሓገዝ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ምትሕብባርን ዝተረኣየሉ ከምዝነበረ ምግላፁ እውን ኢብኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment