ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣፍሊጡ።

እተን ተኝከርከርቲ ህይወት ኣድሕን ደገፍ ሓዊሱ መድሓኒት፣ ዝዓነዉ ኣባይቲ መሊስካ ንምፅጋን ዘገልግሉ ከምኡውን ዝተጎድኡ ሰባት ንምሕካም ዘኽእሉ ናውቲታት ዝፀዓና ኢየን።

ተወሰኽቲ ደገፋት ኣብ ከይዲ ጉዕዞ ከምዘሎ እቲ ትካል ኣብ ማሕራዊ ሚዲይኡ ገሊ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment