ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ።

ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ እናተጓዓዓዛ ከምዝኾና ተሓቢሩ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment