ሰበኽ ሳግም ሃፍቱ ብኣግባቡ ንክጥቀም ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰበኽ ሳግም ሃፍቱ ብኣግባቡ ንክጥቀም ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብሄራት መቱ ኣኩ ገሊፆም።

መዓልቲ ሰበኽ ሳግም ኣብቲ ክልል ንፈለማ እዋን ተኸቢሩ።

እቶም ኣፈጉባኤ፥ እቲ ሰበኽ ሳግም ብዘለዎ ሃፍቲ ከይተረብሐ ፀኒሑ ኢዩ ኢሎም።

ሐዚ ግን ብኣግባቡ ንክጥቀም ቆላሕታ ብምሃብ ክስራሕ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ብፍሬው ኣለማየሁ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment