ሰራጀሕተኛታትን ሚኒስቴር ሰላምን ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራጀሕተኛታትን ሚኒስቴር ሰላምን ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።

እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱ ኣለም ንርእሰ መምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ሎሚ መዓልቲ ከምዘረከቡዎም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment