ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ።

እቲ ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ሽቶ ዝኾነት መቐለ ንመሓዝ እናገስገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብዚ ሰሙን እዚ ከተማታት ሽረ፣ ኣኽሱም፣ ዓድዋን ዓዲ ግራትን ካብ ጁንታ ህወሓት ናፃ ምውፀአን ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment