ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሰ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ እናተዋጸአ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሰ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ እናተዋጸአ ከምዝርከብ ተሓቢሩ።

ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ተሰሊፎም ግቡእ እናፈፀሙ ዝርከቡ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣካላት ፀፅታ ክልላት ኣምሓራ፣ ግምቤላ፣ ሲዳማ፣ ደቡብን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ሃገራዊ ልኡኽተኦም ብጅግንነት እናፈፀሙ ይርከቡ ተባሂሉ፡፡

ኣሰር መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝዓረፈሉ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ህንፀቱ እናተሳለጠ እንትኸውን፥ እቲ ሰራዊት ኣብቲ ከባቢ ለይቲን ቀትሪን ኣናሳለጡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

ፀላኢ እቲ ቀጠና ንምትርማስ ብቁፃራት ተለኣኣኽቲ ሓይሊታት ኣቢሉ ብተደጋጋሚ ምትንዃይ ይፈትን እምበር በዘብዒታት እቲ ግድብ ተቐጥቂጡ ስዕረት ከምዝተጎልበበ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድአ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment