ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ከተማ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ።

ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ብርሀኑ ጁላ መቐለ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁፅፃሩ ገሊፆም።

መከላኸሊ  ሰራዊት ብዘካየዶ ዘመቻ ንፁሃት ዜጋታት ዒላማ ከይኮኑ፣ ከተማን ቅርስን ከይተጎድኡ መቐለ ክኣቱ ምኽኣሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment