ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብዚ ሐዚ እዋን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ጥራሕ ዘይኮነስ እኾነ ይኹን ሃገራዊ ግዴታ ንምፍፃም ኣብ ዘኽእል ቁመና ኢዩ ዘሎ-ሜ/ጄኔራል ክንዱ ገዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብዚ ሐዚ እዋን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ጥራሕ ዘይኮነስ እኾነ ይኹን ሃገራዊ ግዴታ ንምፍፃም ኣብ ዘኽእል ቁመና ኢዩ ዘሎ ክብሉ ሜጄር ጄኔራል ክንዱ ገዙ።

ዞባ ደቡብ ወሎ በዓል ምስ ጀግና ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት
ንምኽባር ዘዳለዎ መርሃግብሪ ኣብ ግንባር ወሎ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከማ ኣዲስ ኣበባን ክልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸብሉ ተኸቢሩ።

ኣብቲ ፕሮግራም ዝተረኸቡ ሜጀር ጀኔራልክንዱ ገዙ፥ ብሰብ ሓይሊን ወታደራዊ ምድላውን ዝተማልአ ቁመና ዘለዎ ሰራዊትና ብሙሉእ ዓቕሙ ዝሰርሕ ደጀን ህዝቢ ሰብ ዋና ኮይኒና ኢሎም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክብትነን እንትሓስበና ብቑፅሪን ፅርየትን ዝተማልአን ዝጠበቐ ሓድነት ዘለናን ንክንከውን ገይሩና ኢዩ ኢሎም።

ሜጀር ጀኔራልክንዱ ገዙ፥ ህዝብና ዝገብሮ ዘሎ ዝተማልአ ደጀንነት እቲ ሰራዊት ዝተማልአ ፍቕሪ ሃገርን ወነን ክህልዎ ኣኽኢሉ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

ሓይሊ ህወሓት ኣብ ዝኣተዎ ብምቕባር ኣብ ቀረባ መዓልቲ ህዝብና ነፃ ክነውፅኦ ኢን እውን ኢሎም።
ብኣለባቸው ኣባተ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment