ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ መበል 117 በዓል መዓልቲ ሰራወዊት ምክልኻል ንኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነት ኣፍልጦ ሂቡ።

ብመሰረት እዚ በላይ መንገሻ፣ ኡስታዝ ጀማል በሽር፣ መሓመድ ቢን መሓመድ ኣል ኣሩሲ ከምኡ እውን ጋዜጠኛን ደራሲን ውብሸት ታዬ ናይ ክብሪ ኣባልነትን ኣፍልጦን ዝተውሃቦም ኢዮም፡፡

ብኣለምሰገድ ኣሳዬን ሶሎሞን ይታየውን

Comments (0)
Add Comment