ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ኢዩ – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓገዝ ኣብ ዝደለየሉ እዋን ብምውፋር ውላድ ቁርፂ እዋን ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምትንኳይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ክዕገሱዎ ዘይግባእ እኩይ ተግባር ከምዝኾነ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ።

ስለዝኾነ ድማ መላእ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ጎኒ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ብምዃን ሉኣላዊነትሓድነትን ህዝቡ ዝሕለወሉ ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝኾነ እቲ ባይ ኣገንዚቡ።

እቲ ባይቶ፥ ኢትዮጵያውያን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጠጠው ንበል ክብል ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment