ሰራሕተኛታት ዩንቨርስቲ ደብረ ብርሃን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም

 

ኣዲስ ኣበባ፣  4 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ዩንቨርስቲ ደብረ ብርሃን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም።

ናይ ደብረ ብርሀን ዩኒቨርሲቲ ፕሬዝዳንት ዶክተር ንጉስ ታደሰ፥ ኣገር ዝአተወቶ ፀገም ንምውፃእ ብሓባር ደው ምባል ትፅቢት ይግበረልና ኢሎም።

ነዚ ድም ማሕበረሰብ እቲ ግቢ ነቲ ድጋፍ ዘርኣዮ ምትሕብባርን ስምዒእን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ኢሎም።

ብኤልያስ ሹምዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment