ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ዩኒፎርም ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባ ስቪልን ኣገልግሎት ነበርትን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሪፎርም ዝሰልጠነ፣ ዘበናዊን ስነ ምግባር ዘለዎን ስቪል ሰርቫንት ናይ ምቕራፅ ኣካል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ዋና ኣካያዲት ስራሕ ምምሕዳር ኣደፊስ ኣበባ ወ/ሮ ሂክማ ከይረዲን፥ እቲ ኤጀንሲ ኣወሃህባ ኣገልግሎቱ ምብራኽን ዕግበት ህዝቢ ምርግጋፅን ኣለዎ ኢለን።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዮናስ ኣለማየሁ ብግደኦም፥ እቲ ዩኒፎርም ካብ ማእኸል ክሳብ ወረዳ ዘለዉ ሰራሕተኛታት ብምኽዳን ዘበናዊን ስነ ምግባር ዝተላበሰን ኣገልግሎት ነክህቡ ተሓሳቢ ብምግባር ከምዝተሰናደአ ተዛሪቦም።

ብትዝታ ደሳለኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment