ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ላዕለዎት ኣመራርሓን በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውነ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም።

ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ድጋፍ ብምግባር ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝኾኑ መዝራቦም ካብቲ ቤት ዕዮ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment