ሰማሪታንስ ፐርስ ኣብ ትግራይ ደገፍ ዜጋታት ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ገምት ዋጋ ዘለዎ ሃናፂ ምግቢ ኣወፊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰማሪታንስ ፐርስ ኣብ ትግራይ ደገፍ ዜጋታት ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ገምት ዋጋ ዘለዎ ሃናፂ ምግቢ ኣወፊዩ።

እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ብናይ ባዕሉ ኣውሮፕላን ዝለኣኾ 310 ኩንታል ናውቲ ሃናፂ ምግቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ተራጊፉ።

ኣብ ትግራይ ጉድኣት ንዝበፅሖም ህፃናት፣ ጥኑሳትን ኣጥበውቲ ኣዴታትን ክከፋፈል ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ደገም ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ኣበበ ገብረሕይወትን ካልኦት ኣባላት ካቢኔን ተቐቢለምዎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment