ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ ሚኒስትር ዴኤታ  ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ገሊፆም።

“ንዕውትነት ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ትካላት ፋይናንሰን ልምዓት መንግስቲን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

ኣይተ ታዬ፥ ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም።

ብሄራዊ መርድዳእ እንተዘይሃሊዩ ፖለቲካ ይሓምም ብምባል፥ ምሕማም እቲ ፖለቲካ ድማ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ጉዳያት እዛ ሃገር ብምህዋኽ ቅልውላው ከመዝፈጥር ተዛሪቦም።

እዚ ዝሕከም ድማ ብዘተ ከምዘኾነ ኣብሪሆም።

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።

ብዘቢብ ተኽላይ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment