ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ መበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ህጅራ ዒድ ኣልፈጥር ተረኺቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዓብዪ ሰላት ዒድ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ንዝኣተዉ ተወከልቲ ትካላት እስልምና ጎረባብቲ ሃገራት እንኳዕ ብደሓን መፃእኹምን ነቲ በዓል እንኳዕ ኣብፀሐኩምን ኢሎም።
ሰላም ዝመፅእ ብህዝቢ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ “ዝመፅእ ድማ ብተግባርን ብናይ ኩሉ ተሳትፎን ኢዩ” ኢሎም።
ሰላም ዝመፅእ ብህዝቢን መንግስቲን እንበር ብዝተፈላለዩ ሰባት ጥራሕ ኣይኮነን እውን ኢሎም።
እዚ ብምፍላጥ ናብ ሰላም፣ ልምዓት ክንምለስ ይግባእ ክብሉ ተዛሪቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።