“ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ”-ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ” ክብሉ ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ተዛሪቦም።

“ሃይማኖት ንሰላም” በዝብል መሪሕ ቃል ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ብሚኒስቴር ሰላምን ጉባኤ ትካላት ሃይማኖተን ዝተሰናድአ እቲ ጉባኤ፥ ሃይማኖት ንሰላም፣ ሕውነትን ሓድነትን መሰረት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ምሁራንን ተወከልቲ መንግስቲን ተረኺቦም።

ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፥ “ሰላም መሰረት ኩሉ ኢዩ፤ ንሰላም ድማ ኩሉ ሰብ መሰረት ኢዩ” ኢሎም።

ሰብ ምስ ፈጣሪኡ እንተተስማዕሚዑ ምስ ባዕሉ እውን ይስማዕማዕ ኢዩ፤ ምስ ባዕሉ እንተተስማዕሚዑ ድማ መስ ካሊእ ምስምዕማዕ ይኽአን ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment